Webbplatsen använder teknik som troligen inte stöds av din webbläsare som exempelvis Internet Explorer 11. Vissa saker kan se konstiga ut eller inte fungera. Vi rekommenderar att du byter till en modern webbläsare istället.

Gå direkt till huvudinnehållet

ኣበየናይ ማእከላዊ ክፍሊ ሕክምና ንኽትመላለስ ትመርጽ

ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና ንምምራጽ ናትካ ንጥፈትን ኣየነይ ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና ንኽትመርጽ ትውስን። እዚ ኣገባብ ድማ ምምራጽ ናይ ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና ይበሃል። ምምራጽ ድማ ውሕድ ዝበለ ክፍሊት ናይ ሕማም ትኸፍል።

ምረጫ ናይ ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና ንውልቂ እዩ፤ነብሲ ወከፍ ኣካል ስድራቤት ናቱ ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና ይመርጽ። ሕጻናት ክሳብ 16 ዓመት ዝዕደሜኦም ወላዲ/ሓላፊ ይመርጸሎም።

እንተድኣ ንውላድካ ናብ ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምናመሪጽካ እሞ እቲ ሕጻን ትሕቲ 6 ዓመት ምስዝኸውን ናብቲ ዝመረጽካዮ ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና ይምዝገብ።

ምርጫ ንማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምናን ንናይ ሕጻናት ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና ጥራይ እዩ ዝፍቀድ።

ብ 1177 ቮርድ ጋይድ ብናይ ኢንተርነት ኣገልግሎት

እታ ዝቐልጠፈት መንገዲ ምምራጽ ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና ብ 1177 ቮርድ ጋይደን ኢንተርነት ኣገልግሎት እያ። "መጀመርያ ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና" ትጸቅጥ፤ ብድሕርዚ ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና ትመርጽ። እዚ ምርጫ እዚ ካብ ንጽባሒቱ ኣገልግሎቱ ይጅምር።

ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና ቦታ ትመርጽ 

እቲ ዝምላእ ኦርኒክ ወይ ወረቐት ናብ ገዛኻ ክልኣኸልካ ትሓትት

ንሕና ኣብ ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና እንሰርሕ ክንሕግዘካ ንኽእል። ናብ እትደልዮ ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና ኬድካ ትመርጽ። ቅድሚ ምሕማምካ ምስእትመርጽ ካብ ንጽባሒቱ ሰርሑ ይጅምር።


Senast uppdaterad: 2017-11-13 15:15