ብዛዕባ ኣብ ጥቃኻ ዝርከብ ክፍሊ ሕክምና

Två kvinnor som sitter på en uteplats.

ኣብ ጥቃኻ ዝርከብ ክፍሊ ሕክምና እቲ ዝዓበየ ናይ መጀመርያ ክንክን ክፍሊ ሕክምና እዩ። ኣብ ብዙሓት ቦታታት ኣብ ቨስትራ የታላንድ ድማ ንርከብ፤ እቲ ናትና መኽሰብ ድማ ንስኻ ጥዕናኻ ምሉእ ንክኸውንን ጽቡቕ ህይወትን ንኽህልወካ እዩ።

ኣብ ጥቃኻ ዝርከብ ክፍሊ ሕክምና ከም ሽሙ ክፉት ናይ መጀመርያ ክንክን ክፍሊ ሕክምና ኣብ ቨስትራ የታላንድ ወረዳ ይርከብ። እንተድኣ ሓደ ሰብ ሓሚሙ ወይ ግድኣት ምስዝወርዶ ብመጀመርያ ምሳና ርክብ ይግበር።ኣብ ጥቃኻ ዝርከብ ክፍሊ ሕክምና ብሉጽን፤ ቅሱንን ክንክን ሓገዝ ንምሉእ ህይወት ይወሃብ።

ንሕና 5450 ሰራሕተኛታት ሓምሳ ሞያታት ጉጅለ ኣብ መቐበሊ ክፍሊ ሕክምና ከም፡

 

  • ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና

 

  • ናይ ሕጻናት ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና

 

  • ናብ ህይወት ንምምላስ ዝግበር ስራሕ

 

  • ክፍሊ ናይ ሕክምና ምክሪ ምሃብን

 

መጽናዕትናን ምዕባሌናን ንእንገብሮ ስራሓትናን ኩሉ ግዜ ሕመማትናን ዓማዊልና ምሉእ ጥዕና ንኽህልዎም ንሰርሕ።