Varning!
Just nu pågår bedrägeriförsök mot patienter där personen som ringer påstår sig ringa från vårdcentralen. Vi ber aldrig patienter logga in med Bank-ID eller dylikt över telefon. Avbryt samtalet omedelbart om du blir ombedd att göra detta.
ሳሕቲ እዋን ሓደ ሰብ ክንክን ብድሕሪ እቲ ከፉት መዓልታዊ ስራሓት ወጻኢ፤ ኣብ ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና ክፉት ሰዓታት
ኣብ ማእከላዊ ተጠባበቕቲ ንሕና ኣድላዪ ሓገዝ ብእዋን ምሸትን፤ለይትን፤ በዓላትን ፤ ሕማም ወይ ሽገር ምሰዘጋጥም ኮይኑ ዘህዉኽ ምስዝኸውን። ኣብ ማእከላዊ ተጠባበቕቲ ነርስ ትራኸብ ኣድላዪ ምስ ዝከውን ድማ ሓኪም ብዛዕባ ጥዕናኻ ግምት ይወስድ።
ኩለን ኣብ ቀረባ ዝርከባ ማእከላዊ ተጠባበቕቲ