Webbplatsen använder teknik som troligen inte stöds av din webbläsare som exempelvis Internet Explorer 11. Vissa saker kan se konstiga ut eller inte fungera. Vi rekommenderar att du byter till en modern webbläsare istället.

Gå direkt till huvudinnehållet

ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና

 

እንተድኣ ሓሚምካ፤ተጎዲእካ፤ወይ ድማ ኣእሙሮኻ ጽቡቕ እንተድኣ ዘየለኻ ናብ ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና ብመጀመርያ ትኸይድ። ኣብ ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና ኣድላዪ ኣገባብ ጌሮም ንኽትሓውን፤ብተወሳኺ ድማ ጥዕና ዝመልኦ ህይወት ንኽህልወልካ ይድርፉኻ።

 

ኣብ ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምናእዞም ኣብ ታሕቲ እንዝርዘሮም ነገራት ክሕግዙኻ ይኽአሉ፤

 

 ረኽሲ(ንኣብነትናይነዊሕእዋንሰዓል፤ዓፈፍምባልን፤ረስንን፤ቃንዛናይጎረሮንወይሽግርናይሽንቲሻመቡቆ)

 

 ኣዝማንኩልን

 

 ናይከስዐንመዓናጡንጸገማትን

 

 ብዝሒደም፤ከምኡእውንናይልብንመትንታትን

 

 ጸገምናይቆረበትንቁስልን

 

 ሽግርናይስነኣእሙሮ

 

 ኣለርጂ

 

 ሕማምሽኮርያ

 

 ንምዝካርጉደለትንወይምርሳዕን

 

 ጸገምናይማህጻን

 

 ክታበታትን

 

ኣብማእከላዊክፍሊክንክንሕክምናብዙሓትብቕዓትዘለዎምጉጅለታትሓካይምነ፤ናይወረዳዊነርስታትን፤ትሕቲነርስታትን፤ናብህይወትንምምላስመራከብትን፤ከምኡእውንሰራሕተኛታትናይስነኣእሙሮክፈሊጥዕናንይርከቡ።

ኩለንማእከላዊክፍሊክንክንሕክምናናተንኢነተርነትኣለወን

 

ክልቲኡክንክንንጥዕናንኣብማእከላዊክፍሊክንክንሕክምና

 

ኣብማእከላዊክፍሊክንክንሕክምናብዛዕባክንክንንጥዕናንዝሰርሑይርከቡ።ኣብዚንኣብነትማእከላዊክፍሊክንክንሕክምናብከመይከምዝሐግዘካክትረክብትኽእል።

ኣዝማንኩልን

 

ከተስተንፍስእንከለኻጽቡቕኣይስመዓካንድዩብዙሕኣየርኣይተስተነፍሰንዲኻ? ናኢምስትንፋስጸገማት፤ኣዝማወይኩልምስዝህልወካናብማእከላዊክፍሊክንክንሕክምናትመጽእ።ንሕናድማናይሳምቡእካክእለትን፤ክንክንንከምኡድማክትትልናይሽግርካነካይድ።

 

ንሕናንፈልጥኢናሽጋራካብምትካኽንምቁራጽ።ብተወሳኺድማሽጋራካብምትካኽክሳብክንደይከምትኸስብንፈልጥኢና።

 

ምሳናምስእትዛረብምኽርንደገፍንይወሃበካ።

ብዛዕባናይደምመጽቀጥትንሕማማትናይልብንመትንታትናይልብን

 

ናይደምዓቐንክትምርመርእንተድኣደሊኻናባናትመጽእ።ብዝሒደምምስዝህልወካወይድማክንክንምስዘድልየካንኣብነትብመድሃኒትጌርካንብዝሒደምንክልኻል።ንሕናኣድላዪምኽርንብተወሳኺድማብኸመይኣገባብንዓቐንደምካከምዝትንከፍንለውጢናብራንንኽትገብርንሕግዘካ።

ምርሳዕወይኣብኣከባቢኻዝካየድነገራትዘይምስትብሃል

 

እንተድኣናይምዝካርኩነታትካእንዳጎደለምስዝኸይድወይምስዝበላሾ፤ከምኡእንኣብኣካበቢኻዝጋየድነገራትምስዘይተስተብህልናባናመጺእካመርመራንክንክንንክንገብረልካንኽእል።ኣዝማድካምስዝድሊብዛዕባኻርክብምሳናክገብሩይኽእሉ።

ሕማምሽኮርያ

 

እንተድኣሕማምሸኮርያከምዘለካትጥርጥርኮንካምሳናክትራኸብትኽእል።ሕማምሽኮርያዘለካሰብንሕናኣድላዪክንክንንገብረልካ።ኣባናምስእትመጽእዓቐንሽኮርኣብደምካንዕቅን፤ሓበሬታብዛዕባመግብን፤ምንቅስቓስን፤ከምኡእውንንሕማምሽኮርያኻክትከናኸንንኘሕግዘካ።

ብዝዕባጥዕናስነኣእሙሮ

 

ጓሂወይሓዘን፤ጭንቀት፤ቀጨውጨውንጌሩልካንመዓልታዊስራሓትካንኸተካይድይኽልክለካድዩ? ንነዊሕእዋንምድቃስጸገምሽግርኣለካድየ? ብዛዕባእዚሽግራትእዚምሳናምስእትዛረብሓገዝክንገብረልካንኽእል።ምናልባትእዚሽግራትእዚለውጢናይኩነታትህይወትካስለዝተፈጥረካብኩሉክዓግተካይኽእል።ወይድማንዘጋጥመካኩነታትንስምዒትንንኽትርድኦንመፍትሒክትረኽበሉንየድሊ።

ክታበታት

 

ናብወጻኢሃገርክተገይሽዲኻ? ወይድማኣብዚእዋንዘሎጉንፋዕንምክልኻልክትክተብዲኻ? ኣብጥቓኻዝርከብክፍሊሕክምናእቶምልሙዳትክታበታትንኣብነትኣንጻርቲቢኢ፤ሕማምወይቦኤይንቢን፤ምድራቕምንጋጋንከምኡእውንካልኦትናይመገሻክታበታትን።ርክብምስማእከላዊክፍሊክንክንሕክምናምስእትገብርሓበሬታንቆጸራንንህበካ።

 

ናይሕጻናትማእከላዊክፍሊክንክንሕክምና

 

ናይሕጻናትማእከላዊክፍሊክንክንሕክምናሓደኣካልናይማእከላዊክፍሊክንክንሕክምናኣካልእዩ፤ኣብዚድማብዛዕባውላድካምዕባሌንምኽርንደገፍንናይወለድነትፍልጠትይህበካ።

ናይሕጻናትማእከላዊክፍሊክንክንሕክምናናቱኢንተርነትኣለዎ።


Senast uppdaterad: 2017-11-13 14:57