ናብ ልሙድ ህይወት ምምላስ

En mamma som dansar med sitt barn.

 

ሓደ ምንቅስቓስን ንጡፍን ህይወት

 

ቃንዛ ወይ ንሓደ ነገር ካብ ምግባር ዝኽልክለካ ብዙሕ ምኽንያት ክህሉ ይኽእል፤ ክትውለድ እንከለኻ ጉድለት ኣካል ምስዝህልወካ፤ብምውስዋስ ኣካል ዝወረደካ ሓደጋ፤ ብምጭናቕ፤ብመጥባሕቲ፤ ደም ኣብ ሓንጎልካ ምስ ዝፈሰካ፤ናይ ኢድ ጉድኣት፤ሪሕ (ኣርትራይትስ)፤ወይ ድማ ናይ ነዊሕ እዋን ቃንዛን። ስለዚ ንስኻ እንተድኣ ምንቅስቓስን ንጥፋፈትን ህይወት ዘድልየካን ዘየድልየካን ብዘየገድስ ናባና ናብ ልሙድ ህይወት ንኽትመላለስ ብድሓን ምጻእ ንብለካ።

 

ናይ ሓኪም ወረቐትወይ ኣብ ሪጋ ምስ ናይ ምውስዋስ ወጌሻ ወይ ናይ ስራሕ ተራፐ ቆጸራ ምሓዝ ኣየድልየካን እዩ።

ኣብ መዓልታዊ ተግባር ብጽቡቕ ክካየድ

 

መዓልታዊ ኣገባብ ኣብ ስራሕካ፤ ኣብ ትርፊ ግዜኻ ንምግባር ጸገም ኣለካ ድዩ? ናትና ናይ ስራሕ ተራፒስት መፍትሒ ጸገማትን ከምኡእውን ሓድሽ ኣገባብ ጌርካ ዕለታዊ ስራሓትካ ንጡፍ ህይወት ይገብረልካ።

 

ብሓባር ነዚ ናብ ልሙድ ህይወት ምምላስ መደብ ብንጥፈትን፤ብእንቅስቓሴን ንሰርሕ። ትሕዝቶኡ ድማ ከምዚ ይመስል፤

 

 ኣብመዓልታዊናብራኻስሩዕንጥርኑፍንኣለካድዩ?

 

 ናይጉምቦን-ምውስዋስኢድን

 

 ምውስዋስናይምዝካር፤ምዕዛብን፤ሽግራትምፍታሕን

 

 እቲእትቕመጦገዛብኸመይኣገባብንመዓልታዊስራሓትካንኽሰማምዓካ

 

 ምኽሪብኸመይኣገባብተክኒክጌርካንኣካላትካብቅኑዕኣገባብንምጥቃምን።

ናይኣቑሑትሓገዛት

 

ሓድሐደእዋንድልየትንምውስዋስንእኹልጥራይክኸውንኣይኽእልንእዩ።ስለዚናይስራሕተራፐፕትኣድላዩሓገዛትንዓኻዝሰማማዕኣቑሑጌሩዕለታዊስራሐትካንኽቃለልካይሕግዘካ።

 

ቃንዛምጉዳልንምድልዳልን

 

ናይሕክምናምውስወስኣካለትሰራሕተኛድማውልቃዊመደብምእንቲናብልሙድህይወትካንኽትምለስ፤ንጥፈትን፤ምወስዋስኣካላትንጌርካንኽትነብርንጥዕናኻመታንክምዕብልንይሕግዘካ።

 

ክንክንብናይሕክምናምውስወስኣካለትሰራሕተኛኣድላዩሓገዛትነዞምኣብታሕቲንዝርዝሮምነገራትንኣብነት፤

 

 ቃንዛኣብክሳድ፤መንኮብን፤ሕቖን

 

 ንዝደረቑጅማታትንንዝደረቑቀላጽምን

 

 

 

 ብምስዋስኣካላትንብምንቀስቓሳትንዝተጎድኡኣካላት

 

 ናይስነ መትኒታትሕማማት

 

ጭንቅን፤ፍርሕንቃንዛኣብኣካላትይፈጥር።ንኣብነትንጭንቀትመከላኸልን፤ዘህድእልምምድምግባርይሕግዘካ።

 

ናትካድልየትእንታይዓይነትክንክንንምውስዋስንከምዘድልየካይውስን፤በይንካወይምስጉጅለኮንካ፤ኣብገዛኻወይምሳናከትገብርትኽእል።

 

ኩለንናብህይወትንምምለስመቐበሊታት(ካብኤይክሳብአ)

ናይ ስነ-መትኒ ጉድኣትን ሕማማትን

ኣብ ጥቃኻ ዝርከብ ናብ ህይወት ንምምላስ መቐበሊ እንተድኣ ናይ ስነ-መትኒ ሕማም ወይ ጉድኣት ምስዝህልወካ ሓገዝ ይግበረልካ።ንናይ ነዊሕ እዋን ሕማም ወይ ድማ ኣብ ሆስፒታል ብዙሕ ድሕሪ ምዕቋብ ቀጻሊ ናብ ህይወት ንምምላስን ክኸውን ይኽእል።

እዞም ኣብ ታሕቲ እንዝርዝሮም ጸገማት ብ

 ደምኣብሓንጎልምፍሳስ

 ማህረምቲናይርእሲ

 ኤምኤስ(ማልቲፕልስክለሮስ)

 ኣኤልኤስ

 ናይቀላጽምድኻም

ምሳኻብምትሕብባርመደብናብናይህይወትንኽትምለስብዕላማኻንኽትወቅዕንተሓባበረካ።

ክንክንናይስነመትኒ

ኣብገሊኤንክፍሊናብናይህይወትንኽትምለስናይስነ-መትኒጉጅለሰራሕተኛታትይርከቡ።ንሕናኣብናይስነ-መትንታትሕክምናጉጅለእንሰርሕድማናይስራሕተራፐፕትታን፤ናይምውስዋስኣካላትሰራሕተኛታትን፤ናይድምጺክኢላታትንናይነዊሕእዋንተመኩሮዕምቆትፍልጠትብዛዕባስነ- መትንታትሕማማትክእለትኣለዎም።

ናይቀረባዘመድንዓናኣብናይህይወትንኽትምለስመዕቆቢምስጉጅለሰነ-መትኒገምጋምኩነታትንኽወሃበካክትራኸናትኽእል።

ኣብናይህይወትንኽትምለስመቐበልሊጉጅለስነ-መትኒ።