Varning för bedrägeriförsök 

Just nu pågår bedrägeriförsök mot patienter där personen som ringer påstår sig ringa från vårdcentralen. Vi ber aldrig patienter logga in med Bank-ID eller dylikt över telefon. Avbryt samtalet omedelbart om du blir ombedd att göra detta.

ማእከላዊ ክንክን ክፍሊ ሕጻናት

 

ውላድ ምውላድ ሓደ ዓቢ ለውጢ ኣብ ህይወት ይፈጥር። ኣብ ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕጻናት ናይ ውላድኩም ምዕባሌን፤ምኽርን ደገፋትን ንህብ። ዝኾነ ሕቶታት ክትሓቱና፤ ካብ ብርቱዕ ሓሳባትወይ ፍርሒ ናይ ውላድኩም ጥዕና፤ከምኡእውን ዕለታዊ ነገራት ብኸመይ ከተካይድዎ ከምእትኽእሉን ክኸውን ይኽእል።

ኣብ ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕጻናት እዞም ዝስዕቡ ነገራት ይወሃብ፡

ናይ ጥዕናመርመራ (ኣካላውን፤ስነ ኣእምሮኣዊ፤ምዕባሌ ከምሰብ)

 

 ክታበት

 

 ምኽሪብዛዕባምጥባውሕጻን

 

 ምኽሪብዛዕባመግቢ

 

 ምኽሪብዛዕባምድቃስ

 

 ሓገዝናይወላድነትተራ

 

ውላድኩምምስተወልደምስማእከላዊክፍሊክንክንሕጻናትቆጸራንምሓዝትራኸቡና፤ማእከላዊክፍሊክንክንሕጻናትድማንኹሎምዝወለዱስድራቤትይበጽሕዎም።

ኩሉምብጻሕናብማእከላዊክፍሊክንክንሕጻናትብነጻእዩ።ማእከላዊክፍሊክንክንሕጻናትሓደጉጅለናይክፍሊሕክምናኣካልእዩ፤እቶምሕጻናትድማኣብዚይምዝገቡ።እንተድኣሕጻንሓሚሙወይእንተተሃስዩብቐዳምነትናብክፍሊሕክምናሒዝኩሞትመጹ።

እንተድኣንኻልኦትውላድዝወለዱስድራቤትክትራኸብንርክብንኽትገብርን፤ከምኡእውንተመኩሮክትቀስምትደሊዲኻ? ኣብናይጉጅለወለዲትሳተፍ።

ኣብማእከላዊክፍሊክንክንሕጻናትዝሰርሑሰራሕተኛታት-ነርስታትን፤ሓኪምፍሉይክእለትብዛዕባናይሕጻንጥዕናንምዕባሌንዘለዎኣለዉ።

ምምራጽማእከላዊክንክንክፍሊሕጻናት