ክንክንን ምኽርን

ኣብ ጥቃኻ ዝርከብ ክፍሊ ሕክምና እቲ ዝዓበየ ክፍሊ ሕክምና ኣብ ሃገር ሽወደን እዩ። በዛዕባ ክንክንን ምኽርን ናብ ሓደ ናትና መቐበሊ ክፍሊ ሕክምና ርክብ ትገብር። እንተድኣ መቐበሊ ክፍሊ ሕክምናታትና ትፈልጦ ብቐሊሉ እቲ ንዓኻ ዘድልየካ ሓገዝን ምኽርን ብዝበለጸ ትረክብ። ካብ ናይ መጀመርያ ክፍሊ ጹረት እንተድኣ ኣድላዪ ኮይኑ ደብዳቤ ናብ ፍሉይ ክፍሊ ክንክን ጥዕና ንኣብነት ናብ ሆስፒተል ይልኣኽ።