Webbplatsen använder teknik som troligen inte stöds av din webbläsare som exempelvis Internet Explorer 11. Vissa saker kan se konstiga ut eller inte fungera. Vi rekommenderar att du byter till en modern webbläsare istället.

Gå direkt till huvudinnehållet

ናይ ኣቑሑት ሓገዛት

ምእንቲ ዕለታዊ ህይወት ምንቅስቓሳት ንምቅላል ኣድላዪ ናይ ኣቑሑ ሓገዛት፤ ሓደ ካብቲ ናብ ህይወት ንኽትምለስን፤ክንክን ክግበረልካ ይከኣል። ኣቑሑ ሓገዛት ድማ የማሓዩሺልካ፤ነቲ ገድለታት ይትኩእልካ፤ ወይ ድማ ይዕቁቡልካ። ብዝተኻእለ መጠን ድማ ነቲ ዝነበረ ጉድለታት ንኸጥፍኡልካ።

 

ብድሕሪ መርመራ ወይ ግምት ምውሳድ ብዛዕባኻ፤ ኣድላዪ ሓገዛት ኣቑሑ ንሓጺር ወይ ንነዊሕ እዋን ይፍቀደልካ።

ዝተሰብረ ኣቕሓ ሓገዝ

 

እንተድኣ እቲ ዝተዋህበካ ኣቕሓ ሓገዝ ምስ ዝስበር ወይ ምስዝበላሾ፤ ወይ ንኽትጥቀመሉ ሓደጋ ዘውርድ ምስዝኸውን ርክብ ምስ ማእከላዊ ክፍሊ ሓገዝ ብቁጽሪ ስልኪ 010-473 80 80ወይ ድማ ኣብ ቀረባ ዝርከብ ክፍሊ መቐበሊ ጥዕና ርክብ ትገብሩ። በዞም ኣቐሑት ሓገዝ ኣብ እትጥቀሙሉ እዋን ሓደጋ ምስዝወርደኩም ርክብ ምስ ናብ ናይ ህይወት ንምምለስ መቐበሊ ማለት ካብቲ ናይ ኣቑሑት ሓገዝ ዝተዋህበካ ኬድካ ንዝወረደ ሐደጋ ምእንቲ መጽናዕቲ ክግበረሉ።


Senast uppdaterad: 2023-01-04 11:06